A speech by Bitweded Abraha

Views: 340 302

Comments "A speech by Bitweded Abraha":

Author: Daran
ብኩሉ ምሉእ ጎደሎ አልቦ ነይርካ
Author: Goltizragore
ሓንቲ ግን ጠባይ ህዝብካ ዘይፈለጥካ
Author: Shakamuro
ኣሕ ቢተወደድ እንታይ ኣሞ
Author: Gadal
Best hero and example to follow. I pray that you will be take out of prison and see what you wish to see
Author: Tonris
i can't stop crying my hero blieve me one day we will achieve our goals and u will be free gbu bitweded great person
Author: Maladal
እዋይይይይይይይ ንስካስ ተወለድ ተወለድ
Author: Kill
ከማኻስ ሚሎናት!መግለጺ ኣይረኽበልካን ክቡር ኣቦይ!!
Author: Arashijar
ሓንቲ ንፈታሪ ዝልምኖ ወጺእካ የርኤኒ መድሃኔ ኣለም,ንፈጣሪ ከመስግኖ ከምቲ ክብረት ሰብ ዘለካ ክብረት ኣምላክ ኣባካ ከመይ ሙኳን ንፈጣሪ ብልቢ ክምስክረልካ herooooooooooooooo <3 <3 <3
Author: Akimi
ዋይ መግለጺ ዘይርከቦ ቃላት ቢተው ጂግና ኣምላክ ምሳካ ይኩን ።
Author: Kikora
ናይ በሓቂ ለባምን ሓያልን ሰብ ኢኻ ጅግና ጀነራል ቢተወደድ ኣብርሃ
Author: Mulmaran
ኣቱም ሑሙማት ፍጥረት ኣብ Facebook ሰብ ትርብሹ ዘለኩም ከም ናይ ቢተወደድ ኩኑ
Author: Kazraran
ናይ በሓቂ ሓቦኛ ኤርትራዊ, እንታይ ሞ ህዝብኻ ኣግዲዕካ፡እግዝኣብሄር ባዕሉ ይሓግዝካ።
Author: Malazilkree
እታይ ከምዝብለካ ጠፊኢኒ በቃ ፡ ንጀጋኑ ጅግኖኦም ፡ ዋላ እቲ ትሕትናካ ፡ባእ ህግደፍ ሲ መዋልኩም ከይተሓጎስኩም ንበሩ ፡ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረልካ በተወደድ ጅግና
Author: Keshakar
ቢትወደድ ኣብርሃ ማለት በቃ ብፍጹም ጅግና ኢኻ ካልኣይ ሰብ ከማኻ ብሕጂ ከማን ክውለድ ኣይክእልን እዩ ። ሓርበኛ ኢኻ በቃ ኣዝዩ ዘገርም ብልሒን ልቦናን ዘለካ ሰብ ኢኻ ። በቃ ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን እንድዒ መግለጺ የብሉን ሕተቱ ንመሰልኩም ክንዲ ዝበለ ድዩ እዚ ኹሉ ብህይወትካ ትህሉ ትኸውን እግዚኣብሄር ይሓሉኻ ኣብ ዘለኻዮ በቃ ።
Author: Akizahn
ቢተወደድ ጅግና ናይ ጀጋኑ እንታይ እሞ ህዝብካ እንደሞ ኣግዲዕናካ ኣምላክ ጥራይ ምሳካ ይኩን መዋጽእቲ ክኣ ይፍጠረልካ 💜💜♠♠
Author: Tojabar
ኣምላኽ'ሲ ይቕረ ይብለልና'ዶ ይኸውን?
Author: Faezil
ከይድቅስ ኩላ ደድሕሬካ ተርክበካ አላ
Author: Dasho
ኣቤት ጅግንነት መዳርግቲ ኣልቦ
Author: Kasho
The truth Eritrean revolutionary Hero!
Author: Shaktishakar
ከማን አይትቅርጠመሉን ግን ድሓን መን
Author: Akizil
ማዓር ዝኾነ ቃል ስለ ዝተዛረብካስ ክትፍረድ ኩቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
Author: Kezuru
ቢቶው ጅግና ኣደ ወሊዳ ትምከን ከማኻ ተባዕ ኣይተወለደን
Author: Bajas
በዲልናኩም ጀጋኑና።
Author: Mezuru
ንህዝቢ ኤርትራ ኣሜንካዮ
Author: Yozshusida
ነዚ ህዝቢ እዚ አይኮነን ሂወትካ ጽፍሪካ
Author: Samunos
ኣታ ግቡእካ ጊርካ ኢኻ ህዝብካ እንዶሞ ጠሊምናኻ፥
Author: Shasar
እንታይ አሞ ፡ክንብለካ መግለጺ ኮ ሲኢናልካ
Author: Tojataxe
መግለጺ ቃላት የብለይን ንቲብወደድ አግዚኣብሂር ምሳካ ይኩን።

Author:

thoughts on “A speech by Bitweded Abraha”

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *